ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2008ዓም በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስን፡ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑተ፡ ፈርኒቸር(ናይ ገዛን ቢሮን አቁሑት) አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።