ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ኣብ 2008 ዓም ኤለክትሮኒክስ: ኦፊስ ፈርኒቸርን :መሳርሒ ፅሕፈትን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይ ቅነጣል
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።