ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ናይ ተሽከርከሪ መኪና ሞተር ሳይክል ጎማታት: ሳይክል ምዕዳግን :ናይ ሕትመት ስራሕትን :ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዉቅሮ ኮምፒተራት: ፈርኒቸር: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕክምናን :ኣፋዉስ እንስሳትን: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ :ናይ መኪና ጎማታት: መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬትን :ናይ ሞተር ሳይክል ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት ናዉቲ ቢሮን :ኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ስራሕቲ ሕትመትን : ስፖርታዊ ዕጥቂን ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንስተሽነሪ ን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ሸልፍን ወንበር ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ብ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ ን 2009 በጀት ዓመት ዝትፈላለዩ ደንቢ ክዳን: ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ፅሬት: ቀለብ ከፍትን ሽኮርን :መሳርሒ ህንፃ :ኤለክትሮኒክስን :ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ አቁሑት :መቀያየሪ መከና :ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ፈርኒቸር ጎማ ካላማደሪያን ባትርን ሞተር ሳይክልን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ