ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መቀያየሪ አቁሑ መኪናን :ስራሕቲ ፈርኒቸር :ስራሕቲ ሕትመት :ሲሚንቶ ካብ መቀለ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ዘጋዕዝን ንናይ መንገዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ሙሩፅ ሓመድ ንምፍራይ ዶዘር ወይ ኤክስካቫተር ዘለዎም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ አቁሑት Office furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንበረታት ሀለቅትን ቀወምትን አቁሑት ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ወንበር ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ሞተር ሳይክል: ሳይክል:ኤለክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ተሸከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ሆስፒታል መሳርሒ ፅሕፈት :ስራሕቲ ሕትመት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ኤለክትሪክ :ናዉቲ ማይ ባንባ: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ወናብር ቢሮን ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ጎማ ባትርን : ፈርኒቸር : ክራይ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮን ገዛን ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ