ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን ኣቅሑት :መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ፈርኒቸር :ፍሬጅ: ኢሉዉን እታወታት ምግብን ሻሂን ክበብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Furniture)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 30, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቐወምቲ ንብረት ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 29, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 22, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ