ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ሐገዝ በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኪሚካልን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ፀገዴ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።