ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት 2ይ ርብዒ ዓመት ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ትምህርቲ ናዉትን ፈርኒቸርን ከም combined : teachers table ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።