ደደቢት ትካል ልቓሕ ዕቋርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ከተማ አላማጣ: ማይጨዉ :ዉቅሮ :ሽረ እ/ ስላሴ : ሸራሮን ሑመራን ዝርከብ /G+2/ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ዝተቋረፀ ናይ ወርዲያ ገዛ ሽንቲቤት ሓፁር ሳይት ዎርክ ክሳተፍ ዝደልዩ ደረጃ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስተራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምምሕዳር ህንፃ ብርኪ ብ GC 6 ን BC 6ን ኣብ ከተማ መቀለ ናይ መለስ አካዳሚ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4ን ብ GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኩቡልትሪቡን ንስታድዮም አላማጣ ንምስራሕ ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕ ዕቋርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ከተማ አላማጣ: ማይጨዉ :ዉቅሮ :ሽረ እ/ ስላሴ : ሸራሮን ሑመራን ዝርከብ /G+2/ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ዝተቋረፀ ናይ ወርዲያ ገዛ ሽንቲቤት ሓፁር ሳይት ዎርክ ክሳተፍ ዝደልዩ ደረጃ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስተራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ኣብ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ተጀሚሩ ዝተቋረፀ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ BC/GC-4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ኣብ ወረዳ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ተጀሚሩ ዝተቋረፀ በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ BC/GC-4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ዝርከብ ቤት ት/ቲ ቃልአሚን ብትካልና ሓገዝ መሰረት ን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ሲቪል ምሕንድስና ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ሪዘርቫየር ሓፁር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብርዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ