ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኩሒ ናይ ቆርበት ማለት እዉን ሌዘር መሰልጠኒ ትካል ማእከል ህንፃ ብደረጃ BC6/GC6 ተኮነተርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ቲቪቲ መስልጠኒ ትካል ማእክል ናይ መበይዲ ማለት እዉን ዊልደንግ ብደረጃ BC8/GC8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ