ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብርን ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ቦታ ፈትሓ ጋመን ንናይ ምርምር መሳለጢ ዝከዉን Green House ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ማሕበራት ዉይድማ ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ከተማ ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ማለት እዉን G+3 ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ፍቃድ ንግዲ ዝለዎም ማሕበራት ማለት እዉን ዉልቀ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ኣብ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ኮንስትራክሽን ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ሕጋዊያን ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን ናይ ፅገና ሽቃቅ ስራሕቲ ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ዉልቀ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 02 ዝርከብ መናሃሪያ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ናይ ኮንስትራክሽን ዉልቀ ዳኣንትን ማለት እዉን ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላትን ማህበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ልማት ማህበር በመደባይ ዛና : ላዕላይ ማይጨዉና ታሕታይ ማይጨዉ ወረዳዎች የትምህርትና የጤና ተቆማት በኣስር ሎቶች በመከፋፈል ማስራት ይፈልጋል በዚህ መሰረትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ