ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ 3ተ ስፕሊት ዝተገበረ ኮይኑ ማሻሻታን ኮለንን መሊእካ መሬት (ግራውንድ) ሓደ ግዜ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2011 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 01 መውሃቢ ኣገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ህንፃ 4ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ስራሕቲ ፓኬጅ ሑመራ/CW/C/01/11 ደረጃ 8ተ ብብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ construct and supply net tunnel house ን2011 ዓ/ም ብፕሮጀክት በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ። ብተወሳኺ ድማ ነቲ ትካል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
በትግራይ ክልል የኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ሕንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን በ2011 በጀት ዓመት ሑመራ ከተማ ሆስፒታል ህንፃ ፕሮጀክት ግንባታ ለማካሄድ በደረጃ BC-5/GC-6 እና ከዛ በላይ ለሆኑ ኮንትራክተሮች አጫርቶ ለመስራት ይፈልጋል።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ግሎ መኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ግሎ መኸዳ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ በዓል 1 ደብሪ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ ፋፂ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ብርኪ ፍቃድ ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕን ህንፀት ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ጣብያ ኣውራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሌት ማለት ውን ሰረቶትን ማይ ጥምቀትን ከተል ክራሽ ብጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ኤሲቢ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም። በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕብየት ሕርሻ ፕሮግራም AGP ዝረከቦ ሓገዝ ኣብ ጣብያ ኣዉራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሪት መላት እዉን ሰሮተትን ማይ ጥምቅትን ካትል ክረሽ በጨረታ ንምስራሕ ይደሊ GC / BCፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ናይ ጁዲፒ 2ተ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ሓፂን መፂን ዝሸጥ AX/CW/M/W /S/K/01/11 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ድርጅታችን ኤፍ አስ ኤ ትሬዲንግ ፒኤልሲ በመሰቦ ኣካባቢ የመኪና ፊልትሮ ማምረቻ ፋብሪካ ለመግንባት ፍቃድ አዉጥቶ የፋብሪካዉን ግንባታ ለማካሄድ በዝግጅት ላይ ይገኛልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2010 9:29 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ