ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 10:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምውሳድ ክሳብ 17/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ኣብቲ መምልኢ ዋጋ ብምምላእን ናይ ትካልኩም ማህተም ብምዕራፍን ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣታዊ ንክትገብሩ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-410671/414473/416554 ፋክስ 0344-408914 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s