ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 10:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምውሳድ ክሳብ 17/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ኣብቲ መምልኢ ዋጋ ብምምላእን ናይ ትካልኩም ማህተም ብምዕራፍን ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣታዊ ንክትገብሩ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-410671/414473/416554 ፋክስ 0344-408914 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s