ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
Save the children International SCI-MFO invites all eligible contractors to bid for the Labor to construct supper structure and finishing works of block classroom , O-classroom , flag pole and dry latrine at central and Eastern zone Tigray Regional stateዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ከተማና መቐለ ዋና ቢሮ መኮኒን ዳነሻ መይካድራ ዝርከቡ ጠቅላላ በዓል ሓምሽተን በዓል ክልተን ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ብሙሉእ ፅገና ንምግባር ኣብ ከተማ መኮኒን ዝርከብ ሓፁርን ሳይትዎርክን ኣበዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2010 9:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ አክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ አክሱም መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ፌዝ ሓደ ብሎክ G+2 ንምስራሕ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ናይ ኮንትራክተርነት ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብርን ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ቦታ ፈትሓ ጋመን ንናይ ምርምር መሳለጢ ዝከዉን Green House ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ማሕበራት ዉይድማ ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ከተማ ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ማለት እዉን G+3 ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ፍቃድ ንግዲ ዝለዎም ማሕበራት ማለት እዉን ዉልቀ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ኣብ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ኮንስትራክሽን ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ሕጋዊያን ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ