ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትርክሽን ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዘቦ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ኣይ ዲፒ ህንፃ ብደረጃ ን 8 BC / 7 GC 8ዳኣንት ዘይኮኑ ልዕልኡን ዝኮኑ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2010 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2010 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትርክሽን ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዘቦ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ኣይ ዲፒ ህንፃ ብደረጃ ን 8 BC / 7 GC 8ዳኣንት ዘይኮኑ ልዕልኡን ዝኮኑ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝግቡን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ዝሐለፈ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝፈለጠሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረደእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ኣብ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ ዘለዎ

6 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 ሰነ 2010 ዓም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408775

ጨረታ መደብ