ማህበራዊ ረድኤት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ከተማ ዓድዋ ባዕል 4 ደብሪ ህንፃ ብድረጃ BC 3 ን GC 3 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ምዝግባ ስራሕን ዘለዎምን መረዳታ ምዝገባ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መረደእታ ምዝገባ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሐ ሰዓት ክዕድጉ ይክእሉ

5 እዚ ጨረታ 30 ሚያዚያ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406300 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s