ማሕበርና ማሕበር ጎላጉል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ-ከተማ ዓዲሓቂ ሚዘር መንደር ዝርከብ 70 ካሬ መሬት ኮንትራት ሂቡ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ዝርዝር ስራሕቲ ኮንትራክተርን በዓል ዋናን ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ኣሎ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።