ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ሞሞና ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኮነ ህንፀት ተወሳኪ መምሀሪ ክፍልታት ብግራውንድ ምህዳም ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ መንበሪ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ናይ ሽረ ስሑል ኣይፒ ብሎክ ህንፃ ብደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ከተማ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል አብ ከተማ መቐለ ኣብዚ ዓመት ኣብ መቀለ ከተማ ንህንፀት ዕደጋ ማእከል G+2 ፕሮጀክት ብደረጃ BC/4/GC -4 ካብኡ ንላዕልን ንዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ 8 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማኡ ካብ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲ ሽሁን፣ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዓዴትን ዓዲ ዳዕሮን ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ ኮረም ዝከብ በዓል ክልተ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝርከብ ድማ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንምስራሕ ብደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ዓፋር ክልል ዲቸቶ ከባቢ ሳሎል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ናይ ነዳዲ መጠራቀሚ ዲፖ/Fuel Station Works/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC 4ተ ወይ BC 4ተ ን ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከባቢ ሰራት ንዘስርሖ ሪል ስቴት ግዚያዊ ናይ ቱሪካላታ ሓርን ምቅራብን ምስራሕን ስራሕቲ/Supply and erection of concrete posts and fixed with barbed wire/ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ