አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስተራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2008 አብ ዞባ ማእከል ናይ ወረደ ወርዒ ለኸ ምምሕዳር ሕንፃ ፕሮጀክት ብ GC 7 ን BC 6 ን ልዕሊኡን አብ ዞባ መቐለ አካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ BC ን GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሐቲ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ