ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ደጎዓ ተምቤን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።