ማሕበርልምዓትትግራይኣብወረዳ ጉሎ መኽዳ ቅልዓት ኣዴታት መዋለዲ ሀንፀት ኣድራሻን ኢንሱነሬተርን መቃፀሊ ጎሓፍ ኣብ ሸዊት ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ህንፀት ሐደ መምሃሪ ብሎክ ዘይተወደአ ስራሕቲ ብዝርዝር ስራሕ መሰረት ደረጃ 6 ( BC OR GC) ልዕሊኡንብርኪፍቓድንዘለዎም ናይ ማተርያል ጉልበት ማሽነሪን ብግለፂ ጨረታኣወዳዲሩክተስርሕትደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ኮንስትራክሽን
ማሕበርልምዓትትግራይኣብወረዳ ጉሎ መኽዳ ቅልዓት ኣዴታት መዋለዲ ሀንፀት ኣድራሻን ኢንሱነሬተርን መቃፀሊ ጎሓፍ ኣብ ሸዊት ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ህንፀት ሐደ መምሃሪ ብሎክ ዘይተወደአ ስራሕቲ ብዝርዝር ስራሕ መሰረት ደረጃ 6 ( BC OR GC) ልዕሊኡንብርኪፍቓድንዘለዎም ናይ ማተርያል ጉልበት ማሽነሪን ብግለፂ ጨረታኣወዳዲሩክተስርሕትደሊ::
- ተጫረቲኣብቲጨረታንምስታፍእዞምዝተገለፁሮቆሒታትከማልኡአለዎም::
- ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 65 (ስሳን ሓሙሽተን) ካላንደር መዓልትታት ሰሖም ከረክቡ ዝክእሉ::
- ናይ 2007ዓ/ምግብሪዝኽፈሉንፍቓድዘሐደስሉንግዲፍቃድመረዳእታኽቕርቡዝክእሉ::
- ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንመጎዓዝያክልልትግራይዝርከብቀንዲከይዲስራሕኮንስትራክሽንቑፅፅርንምዝገባፍቓድንዝተመዝገብሉመረዳእታከቕርብዝኽእሉ::
- ናይቫትወረቐትምዝገባንናይዝሐለፈወርሒናይቫትዲክላሬሽንመረዳእታከቕርብዝክእሉ::
- ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድብር5,000 /ሐሙሽተሽሕ / ብ ቤትፅሕፈትማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ጥራሕ ከትሕዙዝኽእሉ::
- ኩሎምተጫረቲጨረታሰነድካብዕለት 05/ 10 /2007 ዓ/ም ጀሚሩካብዋናቤት ማሕበር ፅሕፈት ልምዓ ትትግራይዝርከብቢሮቑፅሪ 410 ኣድላይመረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ 200.00ብምኽፋልክገዝኡይኽእሉ::
- ተጫረቲ ሓደ ኦርጅናልንክልተፎቶ ኮፒን ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 19/ 10/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 800 ድሕሪ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም::
- ተጫረቲናብቲናይጨረታሰነድዝቐርቡቅጥዕታትብትኽክልመሊኦምአብሕድሕድዶክመንትፊሪሞምንሓቲሞምንቅድምሰዓብእቲዶክመንትእንትአዛብዑእቲዶክመንትከምቲዝሽየጥእንተሎዝነበረከይጎደሉከቕርቡአለዎም::
- እቲጨረታኩሎምተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላቶምኣብዝተረኸብሉዕለት 19/10/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪሰዓትኣብኣዳራሽማልትክኽፈትእዩ ::
- እቲቤትፅሕፈትናካልእዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብኽፋልይኹንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
- ንተወሳኪሓበሬታእንተደሊዩአብቢሮቁፅሪ 410 በኣካልብምቕራብወይድማብስልኪ ቑፅሪ 0344408246 , 0344 40 99 23 ብምድዋልምሕታትይከአልእዩ:;