ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም ፥ ናይ ዓበይቲ ምግቢ ፥ ናይ ህፃናት ምግቢ ፥ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት ዓቅሚ መዕብይ ፥ ናይ ፅሬት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፀብሒ ኣእኻል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል MMI ብዝተረኸበ ሓገዝ ፈሳሲ ዘይቲ ብልዒን ናይ ኢድ ሳሙናን (ኣጃክስ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ መኪና ሰፔር ፥ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ኤሌትሮኒክስ ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑን ፥ Food item ፥ Drop in materialsን ፕፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንምግብነት ዝዉዕሉ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ- ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Food Items and Furnitures (ምግቢ ተንከፍ) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ለዉዝ ቅብኣት ካርቶን መትሓዚ ሎዝ ቅብኣትን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ