ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ህፃናት ምግቢ ፥ ናይ ፅሬት ናዉቲ ፥ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ውቅሮ ቤት ህንፀት ማእኸል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2018 ባጀት ዓመት ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣስሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዱሩ ከህብ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ግንባር ደቡብ ኣርሚ 26 ዘፈር ፋይናንሰ ናይ ምምራትን ምፍራይን ባኒ ብማሽን ሰንኪቱ ዘቕርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእኸል ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅትን ቆፆሮ እሱራትን ንሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክምግብ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ተኸላ መኸሊ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ ኣትክልትን ፍራምረን፡ ፊና፡ ጥራምረ ምግብን ቅብኣትን፡ ዛላ በርበረን እንቁላሊሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነትን ፅሬት መሐለዊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግቢ እታወትን ናይ ፅሬት ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናGGP project ብዝተረኸበ ሓገዝ ወለዶም ንዝስኣኑን ዕጕማትን ተምሃሮ ንምግብነት ዝዉዕል ካብ ፋብሪካታት ሕሩጭ ፊኖ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ