• መውፅኢ
  • ምልክታ ጨረታ
    • ናይ ቀረባ
    • ግልፂ ጨረታ
    • ፕሮፎርማ ጨረታ
    • ጨረታ መደብ
    • ጨረታ ደረጃ
      • ከባብያዊ
      • ክልላዊ
      • ሃገራዊ
      • ዓለም-ኣቀፍ
    • ብድርጅት
    • ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
    • ጨረታ መድለይይ
  • ግልጋሎትና
  • ክፍሊት
  • ብዝዓባና
  • ኣድራሻና
  • ኤፍ.ኤ.ኪው
  • ይመዝገቡ
  • እተው
ድለ (Ctrl+/)
    • Amharic
    • English
  • Login

    Please sign-in to your account and start the adventure

    Forgot Password?

ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ጨረታታት: ኣቅርቦት ምግቢ ገፅ 3

  1. መውፅኢ
  2. ምግብን መስተን
  3. ኣቅርቦት ምግቢ ገፅ 3
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ናይ ሕጊ እሱራት ወይ ድማ ተጠርጠርቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ካብ ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 6, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ናይ ሕጊ እሱራት ወይ ድማ ተጠርጠርቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ካብ ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል አስቤዛ በቢ ክልተ ሰሙን ዘቕርበልና ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 29, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል አስቤዛ በቢ ክልተ ሰሙን ዘቕርበልና ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ አብ ዉሽጢ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝርከብ አገልግሎት ካፊተሪያ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ አብ ዉሽጢ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝርከብ አገልግሎት ካፊተሪያ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 6, 2018 4:05 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3%
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 23, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኣብ ማእኽል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣትክልትን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ማእኽል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣትክልትን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ዘይተፀፀየ ብርስን ናይ ወፃኢ (imported unsolid lentil) : ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ዘይተፀፀየ ብርስን ናይ ወፃኢ (imported unsolid lentil) : ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ዉቅሮ ማእከል ቤት ህንፀት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ማሕበራት በዓል ዋና ሆቴልን ቤት ቁርስን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ዉቅሮ ማእከል ቤት ህንፀት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ማሕበራት በዓል ዋና ሆቴልን ቤት ቁርስን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፦ መብሰልን መመገብን ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፦ መብሰልን መመገብን ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Previous
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • Next
  • Last ›

ጨረታ መደብ

  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
    • ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
    • ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
    • ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (14)
  • ኮንስትራክሽን (993)
    • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (461)
    • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
    • ስራሕቲ ማይ (259)
    • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (142)
  • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4507)
    • ኮምፒተርን ተዛመድቲ (938)
    • ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (645)
    • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2886)
  • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (293)
    • ኣካውንቲን ተዛማድኡን (139)
    • ኦዲት ተዛማድኡን (153)
  • ሕርሻ (530)
    • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (185)
    • ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (96)
    • ሕርሻ መሺነሪ (77)
    • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
    • ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (56)
  • ህንፃ መሳርሒ (3436)
    • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (621)
    • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (952)
    • ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
    • ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (245)
    • ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (532)
  • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1711)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1605)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (80)
  • ምምካር (187)
    • ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
    • ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
    • ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
    • ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
    • ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (62)
    • ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (33)
    • ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
    • ቋንቋ ትርጉም (39)
  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
    • ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
    • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (145)
    • ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
    • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
  • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1867)
    • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (957)
    • ምግጣምን ፅገናን (64)
    • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (833)
  • ምግብን መስተን (571)
    • ኣቅርቦት ምግቢ (437)
    • ካፌን ሬስትራንትን (125)
  • እግድ (50)
    • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (27)
    • መኪና ሓራጅ (14)
    • ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
  • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
    • ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
    • ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
  • ፈርኒቸር (1294)
    • ገዛ ፈርኒቸር (30)
    • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1187)
    • ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
  • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (91)
  • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (5)
  • ጥዕና (268)
    • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
    • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (245)
  • ናገዛ ኣቁሑት (97)
  • ኢንሹራንስ (4)
  • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (300)
    • ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
    • ኬሚካልን ሪኤጀንት (144)
    • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (151)
  • መሬትን ሊዝን (69)
  • ፅገና (818)
    • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (213)
    • ፅገና ሞተርሳይክል (149)
    • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (72)
    • ፅገና ተሽከርካሪ (302)
    • ፅገና ማሽነሪ (21)
    • ካልኦት ፅገና (52)
  • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (419)
    • ናይ መድሓኒት ምህርቲ (273)
    • ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (25)
    • ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
  • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3089)
    • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2974)
    • ናይ ቢሮ አቁሑት (115)
  • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
  • ምስሊን ቀረፃን (25)
    • ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (20)
    • ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
  • ስራሕቲ ሕትመት (1664)
    • ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1277)
    • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (360)
  • ስራሕቲ ምልላይ (89)
    • ግራፊክስ ዲዛይን (18)
    • ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (10)
    • ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
    • ኢቨንት ምዝግጃው (13)
    • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (32)
  • ክራይ (751)
    • ገዛ/ህንፃ ክራይ (57)
    • መኪና ክራይ (526)
    • ማሽነሪ ክራይ (159)
  • መሸጣ (1324)
    • ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
    • መኪና/ማሺን ምሻጥ (29)
    • ካልኦት ዝሽወጡ (639)
    • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (650)
  • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (98)
    • ስራሕቲ ሓለዋ (48)
    • ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
    • ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (42)
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4157)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1680)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (151)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (32)
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (372)
  • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
  • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (639)
    • ውፅኢት ቆርበት (2)
    • መጋረጃን ምንፃፍን (45)
    • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (432)
    • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (83)
  • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (377)
    • ትራንስፖርት ግልጋሎት (370)
    • ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
  • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (590)
    • ዕድጊት መኪና (25)
    • ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
    • ዕድጊት ሞተርሳይክል (271)
  • መኽዝን (33)
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (243)
  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (283)
    • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (203)
    • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (67)
    • መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (13)

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.97 (-0.21)162.58 (-0.21)
180.71 (0.05)182.51 (0.04)
24 (0)24.35 (-0.03)
9.8 (0.01)9.9 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2019

ብኤስ.ኤም.ኤስ ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም

ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።

2013 - 2026 © መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። ብ ❤️ ኣብ መቐለ ዝተሰርሐ
መውፅኢ/ ውዕል ተጠቃምነት/ ናይ ብሕቲ ጉዳይ/ ኤፍ.ኤ.ኪው/ መምርሒ ኣጠቓቕማ