ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ምግቢ ዝዉዕል ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቀረቡ ንዝምግቡ ሕጋዊያን ነጋዶን ብሕጋዊነት ዝተመዝገቡ ማሕበራትን አጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ምስ ስነ-ምግቢ ዝተሓሓዝ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ምዝገባን ቲን (TIN) ቁፅርን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 03/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ህንፀት ኣክሱም ቢሮ ቁፅሪ 12 ዘይምለስ 400 ብር ብምክፋል ክውሰድ ይክእል።
* ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ 30,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ (CPO) ክትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ብዕለት 18/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:15 ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።

1 ምስ ስነምግቢ ዝተትሓዝ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2ኣብ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃደ ዘለኩም

3 ወቅቱ ዝሐለወ ሒሳብ ዘወራረድሉ ፅብፃብ ዝገበረን ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ማለት ቲን ናምበር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎን ምስ ዘምለስ ቅዳሕን ዋናን ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ማሕበራት እዉን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከንኩም ብተወሳኪ ብቲ ናይ ማሕበራት ሕጊ ደንብን መሰረት ዘማለአ ክከዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ዝወዳደሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እት ታክስ ኮይኖም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሻን ብምጥቃስ ማሀተምን ፊርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምሊእ ቅጥዒ ተመሊኡ ብፖስታ ቅዳሕ ዋን ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 ከእትዉ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሐፈት ቤት ህንፀት ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ቁፅሪ ቢሮ 12 ብምቅራብ ነዝተዳለወ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 400 ብምካፈል ኣብ ናየ ሰራሕ ሰዓት እናመፃአኩም ክትወስዱ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 30000 ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

9 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 3/10/2018 ዓም 18/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክወሰዱ ይክእሉ

10 እቲ ጨረታ ዕለት 18/10/2018 ዓም ሰዓት 4:15 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0904504185 0347754682

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s