ተዓፅዩ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ