ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮነክስ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርቲፌኬት: VAT ተመዝገብቲን ንናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቕርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍከሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ፋይናንስ ምምሕዳር ኣብ ምድሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 15/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ መክበሪን ብር 3000 ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ከትሕዝ ዝክእል/ትክእል
4 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል/ትክእል
5 ጨረታ ዕለት 29/02/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጀናልን ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ኣድራሻ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ቢሮ ቁፅሪ 8 ልዕሊ ኣክሱም ሆቴል እዩ
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 67 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ