ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣላማጣ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።