ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር መኪናን ጎማን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን :ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ናይ ሕተመት ስራሕት ከምኡዉን ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2009 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ