ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣፅቢ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈተ መሳርሕታት: ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት: ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ስፖርት ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ሕንፃ መሳርሒ: አሌክትሮኒክስ: ምግብን ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምቲ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ከም ሰርቨር :ኮምፒተር :ላፕቶፕ: ፕሪንተራት: ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት :ናይ ኣዉቶሞቲቭ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ሞተር ሳይክል: ሳይክል:ኤለክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ተሸከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ