ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፕሪፓራቶሪ መፅሓፍቲ :ንቤተ ፈተና ዘገልግሉ ኬሚካላትን ማተሪያላትን :መሳርሕታት ቴክኒካል ድሮዊንግ :ናዉቲ ስፖርት :መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ ማለትዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ