ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፕሪፓራቶሪ መፅሓፍቲ :ንቤተ ፈተና ዘገልግሉ ኬሚካላትን ማተሪያላትን :መሳርሕታት ቴክኒካል ድሮዊንግ :ናዉቲ ስፖርት :መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ ማለትዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንኣብበጀትዓመት 2009 ዓምኣብቲወረዳንዝርከብሴክተርኣብያተግልጋሎትዝዉዕልካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩብግልፂጨረታአወዳዲሩክዕድግይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንከተማ ዓብይ ዓዲ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ሎት1 ናይ መኪና ጎማን ባትርን : ሎት2 መለዋወጢ አቁሑ መኪና: ሎት3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ሎት4 ሞተር ሳይክል: ሎት5 ናይ መኪና መጋየፂ: ሎት6 ሳይክል: ሎት7 ሕትመት: ሎት8 ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል: ኤለክትሮኒክስ: ናይ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት ትረሸዋ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ዝጥቅለል Startor Rewinding ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ