ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣረኣያ ዘሪሁን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ስነ ፅባቐ (cosmetics) ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት /GMFA ብረታ ብረት ብየዳን፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት፣ቅድን ሰፌትን መሳርሒ፣ናይ ቡንባ መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ፋክስ ማሽን፣ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ስካነር ማሽን፣ ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ፕሪንተር፣ዳታፕሮጀክትን ካልኦት ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ