ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ከምእዉን አቁሑት ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መደባይ ዛና
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።