ተዓፅዩ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መድሓኒት እንስሳ፣ናውቲ ሕክምና እንስሳት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ኣቑሑት ማይ፣ኣቑሑት ገዛ፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2011 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ