ቤት ፍረዲ ወረዳ ኣሕፈሮም ንመሳርሒ ፅሕፈትን ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ሕትመት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ተሽከርከርቲ፣ ኣቅሑት ቢሮ ወይ ፈርኒቸር ወይደማ ቀወምቲ ንብረት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዳንሻ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት 1 ናይ ጽሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬትን ኣይሲቲ ኣቅሑ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት፣ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዶኩሜንታሪ ፊልሚ ብትግርኛ፣ ብኣማርኛን ብኢንግሊዝኛን 1:30 (ሐደ ሰዓትን ፈረቃን ) ዝወስድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክሰ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይጨው ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቱቦታት፣ናይ ማይ ብረት፣መገጣጠሚታት ቆፀርቲ ማይ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዘወፅዕ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ (ከስርሕ) ስለዝደለየ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ሕትመት፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ነጋዶ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/02/2011ዓ/ም -30/02/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ኣብ ከተማ ማይጨው ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳ መኾኒ ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂእኹም ክትወስዱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ