ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ዋሽንኮ ዋሽ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክሰ፣ ኣቑሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣገልግሎት ዝኸውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ ህንፃ ፅሬትን ኣቑሑት፣ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ሕትመት፣ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ፋክስ ማሽን፣ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ስካነር ማሽን፣ ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ፕሪንተር፣ዳታፕሮጀክትን ካልኦት ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መድሓኒት እንስሳ፣ናውቲ ሕክምና እንስሳት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ኣቑሑት ማይ፣ኣቑሑት ገዛ፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2011 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሪስቲ ፣ህንፃ መሳርሒ፣ሳኒተር፣ መኪና ሰፔር፣ ሞተር ሳይክል፣ ሳይክል፣ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ዓድዋን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ን ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ኣቑሑት አውቶሞቲቭ፣ መሰርሒ ፅሕፈት፣አቑሑት ፅሬት፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ኮስትራክሽን ተንከፍ ዓመታዊ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ስራሕ ዋጋን ከምኡ እውን መቀያየሪ ኣቑሑት መኪናን ዝተፈላለየ ቅርፂ ዘለዎ ኮብልስቶን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ