ተዓፅዩ

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት ፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና ጎማን ካላማደርያን ፊልትሮ ዘይትን ናፍጣን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ሕትመት ስራሕቲ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2012 8:47 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪካል፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ናይ ድሕንነት መኸላኸሊ ኣልባሳትን ፣ ናይ ፊልድ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ