ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፈርኒቸርን ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቆላ ተምቤን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።