መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኤሌክትሮኒክስ ICT ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ናይ ሕተመት መሳርሒ፣ ሓፂን መፂን ፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ቤት ምክሪ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ገዛ ፣ ናይ መኪና ጎማን መጋያየፅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ፅሬት ኣቑሑት ፣ ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ካይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ስፖርተኛታት ደንቢ ክዳን፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ