ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መደባይ ዛና ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ መለዋወጢ፣ ናይ መኪና ጎማታትን ካላማደርያን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ፣ ካሜራ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ነቲ ኮምሽን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዳግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ዝኸዉን ንመናእሰይ indoosandout doos pame ዝኸዉን ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን 3 ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2012 5:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ