ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ን 2ይ መፋርቅ ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃን፣ ካልኦት ዝተፈላዩ ኣቅሑትን፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ አላማጣ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።