ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ የጭላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።