ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን 2012በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መኪና ስፔር ፓርት ፣ መኪና ባትሪ ፣ መኪና መጋያየፂ ፣ ሕትመት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፎቶ ኮፒ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ እቶት ንልምዓት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገና፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና ስፔር ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቤት ዕዮን ፣ ኮምፒተራት ፣ ፕሪንተር ፣ ፋክስ ፣ ቪድዮ ካሜራ ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጨንፈር ፎቶ ኮፒ ማሽን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣክሰሰሪ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ኣብ እንታይነትን ስራሕቲ ንብረት አእምሮ ሳዕቤናት ጥሕሰት ንብረት አአምሮ ዝዓበየ ዓድታት ኣብ ኣጠቃቅማ ሙሁዙን ፈጠራን ዘለዎም ተመክሮ ብዘርኢ መንገዲ ክሰርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ