ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ 20121ዓ/ም፣ ብንግዲ ዘርፊ ኤሌክተሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ መቅረባይነትን ሰርተፊኬት ፣ ቲን ናምበር
2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ
3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 07/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
4እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።