ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ፡ ኤሌክትሮኒክ ኣቁሐት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት30/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ