ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012ዓ/ም  ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254 ምድዋል ይከኣል፡

ጨረታ መደብ

s