ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪካል፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ናይ ድሕንነት መኸላኸሊ ኣልባሳትን ፣ ናይ ፊልድ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ናምበር ዘለዎም ቫት ተመዝጋባይ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስ ጨረታ ሰነድ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ
2 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምርካብ ይካኣል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000 ብር ብመልክዕ ሲፒኦ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ናይ ቀትሪ
4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012 ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 87 80