ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ቀለፂሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም loT1 ሰራሕቲ ሕትመት፣ ሎት 2 ኮምፒተር ታብሌት ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታትን ካልኦት ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ማይ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናይ መኪና ስፔርን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ