ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ትካል ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።